ሩስያ
ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳን ሰሜናዊ ኤስያን እትርከብ ሃገር / From Wikipedia, the free encyclopedia
ሩስያ (ብሩስኛ፦ Россия) ወይ ብወግዒ ፈደረሽን ሩስያ (ብሩስኛ፦ Российская Федерация)፣ ንሰሜናዊ ኤውሮጳን ኤስያን ዘጠቓለለ ኣብ ዓለም ዝሰፍሐት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሞስኮ እያ።
- ሞስኮ
ቅልጡፍ ሓቅታት ፈደረሽን ሩስያ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'., ርእሰ ከተማ ...
ፈደረሽን ሩስያ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Государственный гимн Российской Федерации | ||||
ርእሰ ከተማ |
ሞስኮ 55°45′21″ሰ 37°37′04″ምብ | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ሩስኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ሩስያዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ቭላድሚር ፑቲን | |||
ሓጋጊ ኣካል | ፈደራላዊ ባይቶ ሩስያ | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 17,098,246 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 13 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 146,171,015 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ሩብል (₽) | |||
ዞባ ግዜ | UTC+2 ክሳዕ +12 | |||
ኮድ ኣይሶ | 643 / RUS / RU | |||
ዓውዲ ኢንተርነት |
.ru .рф | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +7 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | RUS | |||
ኣባልነት ው.ሕ.ሃ.፣ ቤ.ም.ኤ.፣ ው.ጸ.ም.ኤ.፣ ቤ.ም.ሃ.ባ.ባ.፣ ሓ.ሃ.ና.ሃ.
| ||||
ዕጸው